ሰሙናዊ ዕቁብ ደቂ ትግራይ ኣዲስ ኣበባ

  1.  ​ሰላም፡ እዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ ደቂ ትግራይ ዝተዳለወ ዲጂታል ዕቑብ እዩ።
    • ሰሙናዊ ክፍሊት፦ 2,000 ብር
    • ዕጫ ዝወጸሉ መዓልቲ፦ ሰንበት ሰንበት
    • ሕጊ፦ ሰሙናዊ ክፍሊት ዘይፈጸመ ኣባል ካብ ናይቲ ሰሙን ዕጫ ወጻኢ ይኸውን።
    ​ንዝያዳ መረዳእታ ብስልኪ ቁጽሪ [0925074658] ወይ ብኢሜል ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም። 

Share this page